ናትካስ ፍሉይ እዩ

ፍቅሪ ፍቅሪ ክብሉ ደቂ አዳም ኩሉ ሽሙ ጥራይ ሒዞም ምፍቃር ዘይኽእሉ ሰባት ክዛረቡ ርእሶም ከታልሉ ክንሰምዕ ዓቢና ብቃላት ጸጊብና ናይ ሐቂ ፍቅሪ ግን ዓዚና ጠሚና ከምነፋስ ዝነፍሱ ዓይንና ዘይሪኦም ፍቅሪ ፍቅሪ ዝብሉ ቃላት ተኾሚሮም ከም ግመ ዝበዝሑ ኢድና ዘይጭብጦም ብእዝንና ጥራይ ኩልሻብ ንሰምዖም እናተልሉና ክንነብር ሪእኻ ፍቁር ወዲ አምላኽ ፍቅሪ መንነትካ  ብፍቅሪ መንገዲ ካብ ሰማይ …

ናትካስ ፍሉይ እዩ Read More »