መን ኢና Who are we?

ዓላማና Our Mission

ጎይታናን መድሓኒትናን አምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሓያል ፍቅሩ ማሪኹ ናቱ ዝገበረና አሕዋትን አሓትን ኢና

እቲ ንሕና ዝረኸብናዮ ፍቅሪ አምላኽ ንብዙሓት ክበጽሕን ቃል አምላኽ ክስበኽን ብጸጋ አምላኽናን ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስን ንምስክር፡፡ 

“ብዛዕባ እቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረ፥ ንሕና ብእዝንና ዝሰማዕናዮ፥ በዒንትና ዝረአናዮ፥ ዝጠመትናዮ፥ በእዳውናውን ዝዳህሰስናዮ ቓል ህይወት፥ ንነግረኩም ኣለና።  እዝ ህይወት ተገለፀ፤ ንሕና ኸዓ ሪኢናዮ ኢና፤ ንምስክርውን ኣለና። ምስ ኣብ ዝነበረ፥ እቲ ንኣና ዝተገልፀ ዘለኣለማዊ ህይወት ንነግረኩም ኣለና። ምሳና ሕብረት ምእንቲ ኽህልወኩም፥ ነቲ ዝረአናዮን ዝሰማዕናዮን፥ ንኣኻትኩም ንነግረኩም ኣለና። ሕብረትናውን፥ ምስ ኣብን ምስ ወዱ ኢየሱስ ክርስቶስን እዩ።  እዝ እንፅሕፈልኩም ዘለና፥ ሓጐስኩም ምሉእ ምእንቲ ክኸውን ኢልና ኢና።” 1 ዮሃ.1:1-3

ክትረኽቡና ንሃርፍ Talk to us

ካባኻትኩም ክንሰምዕን ክንረኽበኩምን ብክርስቶስ ፍቅሪ ንሃርፍ፡፡ ቃል አምላኽ ንምምሃር ወይ ድማ ንምኽርን ንዝተፈላለየ ውራይን እንተደሊኹምና ርኸቡና፡

Have any questions? We are always open to talk about your ministry, you want to learn the word of God? we can help you.