ፍቕሪ አምላክ

ብቪድዮ ዝተዳለዋ መልእኽታት ብምርኣይን ብምስማዕን መንፈስኩም መግቡ፡፡

ቃል አምላኽ ብድምጺ

ብድምጺ ጥራይ ዝተዳለዋ ትምህርታት ብምስማዕ መንፈስኩም መግቡ፡፡

ዝንበቡ ናይ ጽሑፍ መልእኽትታት ብምንባብን መንፈስኩም መግቡ.

About us ስለኣና

ጎይታናን መድሓኒትናን አምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሓያል ፍቅሩ ማሪኹ ናቱ ዝገበረና አሕዋትን አሓትን ኢና

እቲ ንሕና ዝረኸብናዮ ፍቅሪ አምላኽ ንብዙሓት ክበጽሕን ቃል አምላኽ ክስበኽን ብጸጋ አምላኽናን ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስን ንምስክር፡፡ 

“ብዛዕባ እቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረ፥ ንሕና ብእዝንና ዝሰማዕናዮ፥ በዒንትና ዝረአናዮ፥ ዝጠመትናዮ፥ በእዳውናውን ዝዳህሰስናዮ ቓል ህይወት፥ ንነግረኩም ኣለና።  እዝ ህይወት ተገለፀ፤ ንሕና ኸዓ ሪኢናዮ ኢና፤ ንምስክርውን ኣለና። ምስ ኣብ ዝነበረ፥ እቲ ንኣና ዝተገልፀ ዘለኣለማዊ ህይወት ንነግረኩም ኣለና። ምሳና ሕብረት ምእንቲ ኽህልወኩም፥ ነቲ ዝረአናዮን ዝሰማዕናዮን፥ ንኣኻትኩም ንነግረኩም ኣለና። ሕብረትናውን፥ ምስ ኣብን ምስ ወዱ ኢየሱስ ክርስቶስን እዩ።  እዝ እንፅሕፈልኩም ዘለና፥ ሓጐስኩም ምሉእ ምእንቲ ክኸውን ኢልና ኢና።”

ይርከቡና

ካባኻትኩም ክንሰምዕን ክንረኽበኩምን ብክርስቶስ ፍቅሪ ንሃርፍ፡፡ ቃል አምላኽ ንምምሃር ወይ ድማ ንምኽርን ንዝተፈላለየ ውራይን እንተደሊኹምና ርኸቡና፡፡